Image
Image Image
Image

ቱር ዲ ኪንሃይለክ 2015 አብ ችና ዝተካየደ ውድድር ብስክለታ ዝገሊስ

Thursday, Jul 30, 2015 in Pro Cycling

ዙር ኪንሃይለክ አብ ችይና ዝካየድ ኮይኑ ምስ ዙር ፈረንሳይ አብ ሃደ ግዜ ዝካየድ ውድድር ብስክለታ ኮይኑ አብ ኤሳ ፉሉት ዝኮነ ውድድር ብስክለታ እዩ ምስ ከም አበይቲ ውድድር ዝስራእ እዩ. 

አብ ችይና ብ ምስታፍና ብዙህ እና ተአዚብና ካብ ካሎት ሃገራት ፍሊይ ዝበለት ሃገር እያ ብዙህ አገራሚ ዝኮነ ጎቦታት ምስ አብ ካሊ ሃገራት ዘለዉ ሰባት ፍሊሊይ ዘለዎ ባህሪ ሰባት ማለት አዚዮም ትሁታት ብዙህ ክብረት ሰብ ዘለዎም ሰባት እና ተአዚብና አብ ውድድር ተመሊሰ ክዛረብ እንተ ኮነ ግን ካብ ካሊ ናይ ሃገራት ዝፍለ አይኮነን ከም ፕሮፈሲናል ተሳዋታይ ደጀን ኮልብ ዝበሎ ኮርሶ ዝውዳ ወይ ውን ተሳዋታይ  ዝእወት አብ መወዳታ ህንሳስ ምስ በሰሀ እዩ ኮም ዝበሎ ኮሙ እዩ ካብ ካሊ ውድድር ዘፍሊ የብሉን:  

ን ጋንታና ን2 ግዜ ትሳተፎ  ውድድር እዩ አብ ችና ከም ዝሃለፈ ግዜ ብታሚ እና ሲቡክ ግዜ የህሊፍና አብ ችና :ን3 ግዜ ክንምለስ ድማ ሃሳብ አለና : አብ ዚ ዝገበርናዮ ውድድር ብታሚ ህጉሳት እና ብ ውሲትና ምክንያቱ ተወዳደርትና ማርተን ከሙ ውን ኒኮ ስቡክ ውሲት እዮም አመዝጊቦም መበል 26 ኒኮ 28 ማርቲን ዝሃዝዎ ደረጃ ዝናድ ውሲት እዩ  ምክንያቱ ካብ አብ አለም ዘለዉ ሰወታ ብ ዩሲአ 2.ሃሊ ፈረስ ደረጃ መለኪ ዘለዎ ስለ ዝኮነ ብ ካሊ አባህላ ካብ ቱር ደ ፍራንስ ሃደ ደረጃ ዝጎድል እዩ .

እዚ ከምዚ እሉ ኮሎ ግን አዚዩ ብዙህ ተመክሮ እና ወሲድና ካብ ዙር ኪንሃይለክ ምክንያቱ እዚ ውድድር ሃያል ከም ምካኑ ብዙሃት ሃያላት ጋንታት ከም ዝሳታፎ ብዙ ሃሳብን ብዙህ ተመኩሮ እና ከሲምና ብፍላይ ምሳና ኮይኖም ዝወዳደሩ ተሳወቲና ካብ አፍሪካ ማለት ኤርትራ ዝኮኑ 2 ተካዳደምትና ብዙህ ተመክሮ እዮም ደሊቦም ኮሙ ውን ጋንታና ማለት አካየድቲ ካንታና አላዪ ጋንታ መካኒክ ማሳጅ ብዙህ ተመክሮን አድካሚ ስራህ ከም ዝሰርሁ ዝፍለት እዩ